ቱሪዝም ትግራይ: ፅባቐ ተፈጥሮ፥ ምቁር ዛንታን ሃይማኖትን ብሓደ ዝነብሩሉ ቦታ [ካልኣይ ክፋል] HD
ትግራይ መብቆል ስልጣነ፥ ታሪኽ፥ ፊደል፥ ሙዚቃ፥ ኪነ ህንፃ፥ ኪነ ጥበብ፥ ሕርሻ... ኣብ ቀንዲ ኣፍሪቃ ንሃይማኖታት ክርስትና፥ እስልምናን ጁዲይዝምን ናፅነት ዝሃበት ፈላሚት ሙኻና ዝፍለጥ እዩ። ኣብዚ መድብ እዚ ድማ ኣብ ከባቢ ሓውዜን ዝርከብን ቀልብን ውነን ናይ ዓለም ቱሪስት ኣብ ምስሓብ ዝርከብን ፅቡቕ ታሪኻዊ፥ ሃይማኖታዊን ተፈጥሮኣዊን ቦታ ክነፋልጠኩም ኢና። #Senay Is An Edutainment/Infotainment TV/YouTube Show, Produced and Hosted By Berhane Negussie In Tigrigna Language. For Amharic Version Of My YouTube Channel Go To: https://www.youtube.com/channel/UCX9ogn4wX2zdjJi3CIF7_lQ