ዝኽረ መስዋእቲ መለስ ዜናዊ... ኣብታ መርድእ ዝሰማዕናላ ዕለት... HD
#ሰናይ #ዝኽረመስዋእቲመለስዜናዊ #መለስዜናዊ #MelesZenawiTribute * መስዋእቲ ቀዳማይ ሚ/ር መለስ ዜናዊ መዓዝ፥ ኣበይ፥ ብኸመይ ሰሚዕኹም? ምስ ሰማዕኹም ከ እንታይ ገይርኩም? ብኸመይ React ገይርኩም? * መርድእ ሞት መለስ ዜናዊ ምስ ሰመዐ ፍልይ ዝበለ ነገር ዝገበረ መንእሰይ... * ናይ ባዕለይ ተዘክሮታት ኣልዒለ ኣለኹ፥ ናሃታትኩም እውን ክሰምዕ ይደሊ እየ። ሊንክ Link መምህር ኣረጋዊ https://youtu.be/DYq_mPyFrCs #Senay Is An Edutainment/Infotainment TV/YouTube Show, Produced and Hosted By Berhane Negussie In Tigrigna Language. For Amharic Version Of My YouTube Channel Go To: https://www.youtube.com/channel/UCX9ogn4wX2zdjJi3CIF7_lQ