7ይ ክፋልI Part 07- ሕቶ ኣብ ህልው እዋን ግሲ Questions in the Simple Present Tense- English- Tigrigna learning HD
ሕቶ ክንሓትት ኣብ እንደልየሉ እዋን፡ ሓደ ካብ ኣገባባት ኣብ ህሉው ናይ እዋን ግሲ እዩ ዝፍጸም። እዚ ብሕጽር ድበለ ኣብዚ ክግለጽ ተፈቲኑ ኣሎሞ ጆባእ። ሃናጺ ርእይቶን ነቐፌታን እንዳተጸበና ኢና። English Language Education (ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዘኛ) -7ይ ክፋል I Part 07 - ሕቶ ኣብ ህልው እዋን ግሲ I Questions in the Simple Present Tense. ኣብዛ ሊንክ ጠዊቕና ዝተረፈ ቪድዮታት ምርኣይ ይከኣልhttps://www.youtube.com/channel/UCmjhTGDf05LcZAToJvHxURw https://youtu.be/6w2gyRCJHtw እዚኣ ከኣ ብዛዕባ መዓልታዊ እንጥቀመሉ ኢንግሊዝኛ